ATV: ጸላእቲ ዘርዕድ በሪኽ ሞራልን ናይ ቃልሲ መንፈስን ሰራዊት ትግራይ - `ቁረጽ በሎ፡ በሎ` ተጋዳላይ ኣበበ ኣርኣያ
ATV: ኣንጸባረቕቲ ዓወታት ሰራዊት ትግራይ - ኣዘዝቲ ሰራዊት ትግራይ ብዛዕባ ምስጢሩን ቀጻልነቱን ይገልጹ
ATV:ብህድማ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝሰምበደ ኢትዮጵያዊ - `ኣዋሪዶምና ወያነ፡ ወይ ስዒሮምና ኣለዉ፡ ወይ ኣብ ውሽጥና ተሓባበርቲ ኣለዉዎም ነብስና ንፈትሽ` ይብል
ATV: ዘሐብን ዋሕዚ መንእሰያት ትግራይ ውሕስነት መኸተን ዓወትን - ናይ ቃልሲ ወኒ መንእሰያት ትግራይ ዘንጸባርቕ ቪድዮ ካብ መሰልጠኒ ማእከል ፈንቅል
ATV: ጽንዓትን ጅግንነትን ሰራዊት ትግራይ
ATV:ገስጋስ ሰራዊት ትግራይ ዘስግኦም ሰራዊት ኢትዮጵያ ድልድል የፍርሱ / ሱዳን መጥቃዕቲ ኢትዮጵያ ምክልካላ ትሕብር/ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣየርላንድ ይዕጾ
ATV:መልእኽቲ ተጋዳላይ ድምጻዊ ኣበበ ኣርኣያ.
ATV: ዋሕዚ ተዓለምቲ መናእሰያት ትግራይ ይቕጽል
ATV: ዕለታዊ ዜና ድምጺ ወያነ ትግራይ 24 ነሓሰ 2021 ዓ.ም
ATV:መንግስቲ ሱዳን ሎሚ ሰሉስ ንዝተኻየደሉ ፈተነ ዕልዋ ከም ዘፍሸሎ ገሊጹ።
ATV:ብፋሽሽታዊ ሰራዊት ጭፍራ ኢሳይያስ ኣብ ወረዳ ኢሮብ ብግፍዒ ዝተረሸኑ 13 ኣባላት ሓደ ቤተሰብ - ጸሎተ ፍትሓት ልዕሊ 1 ሽሕ ሰላማውያን ግዳያት ኣኽሱም
ATV:11 ደቂ ኣንስትዮ ዝርከቦኦም ልዕሊ 116 ወገናት ብሰራዊት ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ብግፍዒ ከምዝተጨፍጨፉ ተሓቢሩ
ATV: ህግደፍ ኣብ ግዜ ጸበብኦም ንህዝቢ ኤርትራ ይምሕጸኑ! - ዘቢብ ጓል ኣስመራ
ATV: ሓቂ ካብ ኣፍ ሓርማዝ - ንሰራዊት ትግራይ ኢዱ ዝሃበ ሮመዳን ከመይ ኢሉ ኣብ ሰራዊት ህግደፍ ከምዝተሰለፈን ኢዱ ከምዝሃበን ዘየዳግም መብርሂ ይህብ።
ATV: ሓድሽ ዜና ዓወት ጅግና ሰራዊት ትግራይ
ATV: ጭፍራ ኢሳይያስ ኩለን ሚኒስትሪታትን ህዝባዊ ትካላትን 90 ሚእታዊት ኣባላተን ከኽትታ ህጹጽ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ - ወያነ ብረታት ኣስሊኹ`ውን ይብል
ATV: ዕሽነት ፖለቲካ ኣቢይን ኢሰያስን ናበይ ገጹ`ዩ? ብ ሓርነት የማነ
ATV: መንእሰያት ኤርትራ ክጥንቀቑ ዘዘኻኽር ህጹጽ ሓበሬታ - ህግደፍ ዘይሕጋውያን መሰጋገርቲ ብምውፋር ንሱዳን ኣምሲሉ መንእሰያት ናብ ኤርትራ ይጨዊ
ATV: ስርዓት ኢሳይያስ ሰራዊቱ ኣብ ኢትዮጵያ ኣእትዩ ንብልጽግናን ሓይልታት ኣምሓራን ብምድጋፍ ይዋጋእ ከምዘሎ ምንጭታት ተወሳኺ መረጋገጺ ሂቦም።
ERISAT : ዜና | ኣለመምቲ ግፋታት ኣብ ገጠራት ኤርትራ | ዳግማይ ሰለማዊ ሰልፊ ኤርትራዉያን ኣብ ኣዲስ-ኣበባ