ATV: ረዘነ ወዲ መሬት ኣብ ናይ ፈይስቡክ መልእኽቲ - ` ተሳታፍነት ኤርትራ ኣብ ኲናት ትግራይ ንምኽዋል ህግደፍ ውጉኣት ክርሸኑ ኣዚዙ` ይብል።
ATV: ኢትዮጵያ ኣብ ውግእን ወረ ውግእን ትሽመም ጋዜጣታት ዓለም ድማ ብዛዕብኣ ይሕትታ! - ወዲ ኤረይ ካብ ሜዳ ትግራይ
ATV:ግዱስ ኤርትራዊ ተነጣጣፊ መንእሰይ ዳዊት ወዲ ሻምበል ባሻ (Captain Eritrea) ኣብ ፈይስቡክ ዝሃቦ ግብረመልሲ ነቕርበልኩም
ATV: ወረርቲ ኢሳይያስን ኣብይን መቐለ ተቖጻጺርና ኣብ ዝብሉሉ ዘለዉ ሰዓት; ኣስመራ ሎሚ ምሸት ብ6 ሮኬታት ሚሳይል ተደብዲባ
ATV: መግለጺ ምንቅስቃስ ይኣክን ከተማ ሊድስን ከባቢኣን - ብዛዕባ ወራር ህግደፍ ኣብ ትግራይ
ATV: መልእኽቲ ኣፎሙያ ጸጋይንህዝቢ ኤርትራ
ATV: ኤሪትርያ ፎካስ UNHCR ግዴትኡ ብምዝካር ንኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ትግራይ ኣብ ምድሓን እጃሙ ክገብር ናይ 10 ሽሕ ደብዳበታት ዘመተ የካይድ።
ATV: ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ብምቅዋም ብጉጅለታት ናብ ሱዳን የምልጡ ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ሱዳን ሓቢሮም
ATV: ቅድሚ ፍርቂ ሰዓት ኣስመራ ንኻልኣይ ግዜ ብሮኬት ተደብዲባ፡ እቲ ለይቲ ዝተተኮሰ 3 ሚሳይል ኣብ ማይ ዕዳጋ ከምዝዓለበ ተረጋጊጹ።
ATV: ህጹጽ መጸዋዕታ ንዝህቢ ኤርትራ! `ደቅኻ ኣብ ዘይመሬቶም ከም ቆጽሊ ይረግፉ ኣለዉ` - ምስናይ ምስክርነት ኣብቲ መጋርያ ሓዊ ዝወዓሉ ውጻእ መዓት
ATV: ውግእን ስነ-ኣእምሮኣዊ ሳዕቤኑን - ዶር ተስፋሚካኤል ገብረሕይወት፡ ካልጋሪ - ካናዳ -
ATV: ኣብረርቲ ነፈርቲ ኲናት ሓይሊ-ኣየር ኤርትራ፡ ቦታኦም ንኣዘዝትን ፓይሎታትን ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምግዳፍ ኣብ ገዛኦም ኮፍ ክብሉ ተኣዚዞም
ATV:መልእኽቲ ካብ ኣባላት ኮሚተ ህዝባዊ ምንቅስቓስ 'ይኣክል' ሊድስን ከባቢኣን
ATV: ኤርትራውያንን ትግራዎትን ሎሚ ንልፍንታዊ ወራር ኢሳይያስን ኣቢይን ኣብ ትግራይ ብምዂናን ኣብ ደንማርክ ኮፐንሃገን ዘካየዱዎ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ።
ATV: ኣምሓሩ ሰብ ጠፊኡና ኢሎም የልቅሱ ፡ ኣብዑር ህግደፍ መንደፍ ኣብ ወጻኢ ኮይኖም ይድንሱ - ኢዋኣኻ ኤርትራዊ ድኻ ትግራይ ዝጠፋእካ!
ATV: ኣብ 8 መጋቢት፡ ክንሓተክን ዶ ሚኒስተራት ምልኪ? ቀድሽ ካብ ንቕሎ ኣዴታት ንምድሓን ሃገር
ATV: ኣብ መቐለ ጽዑቕ ደብዳብ ከቢድ ብረት ውዒሉ - መላፍንቲ ወራር ኢሳይያስ ኣቢይ ኣሕመድ መቐለ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ወረርቲ ከምዝወደቐት ይገልጽ።
ATV: ኣለኻ ዶ ህዝበይ! - ብ ዶር ገብረ ገብረማርያም Dr Gebre Gebremariam
ATV: ኣለና በሉ - ግዱስ
ATV:ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ኣብ ከባቢ መቐለ ብሰለስተ ግንባራት ምስ ወረርቲ ኣብ ዘካየዱዎ ግጥማት ኣንጸባራቒ ዓወታት ኣመዝጊቦም ፡11 ታንክታት ሓምሺሾም