ATV: ህልው ኩነታት ትግራይን ኣብ ባይታ ዘሎ ምዕባለታትን! - ኢትዮጵያ ኣብ ዘይትወጾ ዓዘቕቲ ኩናት ተሸሚማ ትርከብ - ወዲ ኤረይ ካብ ትግራይ
ATV: ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ብምቅዋም ብጉጅለታት ናብ ሱዳን የምልጡ ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ሱዳን ሓቢሮም
ATV: ህልው ኩነታትን ውዕሎ ኩናትን ካብ ሜዳ ትግራይ! - ወዲ ኤረይ - ካብ ውሽጢ ትግራይ
ATV:ሓበራዊ መኸተ ህዝቢታት ትግራይን ኤርትራን - ህዩስተን - ኣንጻር ወራር ኲናት ኢሰይያስን ኣቢይን
ATV: ወረርቲ ኢሳይያስን ኣብይን መቐለ ተቖጻጺርና ኣብ ዝብሉሉ ዘለዉ ሰዓት; ኣስመራ ሎሚ ምሸት ብ6 ሮኬታት ሚሳይል ተደብዲባ
ATV: ኣምሓሩ ሰብ ጠፊኡና ኢሎም የልቅሱ ፡ ኣብዑር ህግደፍ መንደፍ ኣብ ወጻኢ ኮይኖም ይድንሱ - ኢዋኣኻ ኤርትራዊ ድኻ ትግራይ ዝጠፋእካ!
ATV: ኣብዪ ኣሕመድ፡ ዝኣወጆ 72 ሰዓታት ኣብቂዑ ንሰራዊት ኢትዮጵያ ናይ መወዳእታ መጥቃዕቲ ንመቐለ ከካይድ ድሕሪ ምእዛዙ ብርቱዕ ኲናት ይካየድ ኣሎ
ATV:ኣቢይ ዝኣወጆ መጠንቀቕታ 72 ሰዓት ኣብ እተውድኣሉ እዋን፡ ገበናት ኲናት ከይፍጽም ንዘጠንቅቖ ማ/ሰብ ዓለም ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ጣልቃ ኣይተእተዉ ይብል
ATV:ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ `ኲናት ተወዲኡ ካብ ተባህለ ዘተ ክጅመር ኣለዎ`፡ ዶር ደብረጼን `ሰራዊት ኢትዮጵያ ትግራይ ክሳብ ዘሎ ውግእ ክቕጽል `ዩ `
ATV: ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ፡ ሚግ ዝዓይነታ ነፋሪት ውግእ ብሚሳይል ኣውዲቖምም - ኣብራሪኣ ፓይሎት ሻምበል ታደሰ ተማሪኹ - ኣኽሱም ዳግማይ ተቖጻጺሮማ
ATV: ተሓለቕቲ መላኺ ኢሳያስን ሰዓብቱን ዝሕረሱ ኣብዑር’ዮም - ብጽላል ካብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ
ATV: ዶር ደብረጼን ገ/ሚካኤል፡ ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ንመቐለ ገዲፉዋ ከምዝወጽአ: ቃልሱ ከምዝቕጽል ገሊጹ፡ ወራሪ ሰራዊት ኢሳይያስ-ኣቢይ መቐለ ኣትዩ
ATV:ሓገዝ ንምሕያል ይኣክል
ATV:ዘሕዝን ህጹጽ ዜና
ATV: ኣብ መቐለ ጽዑቕ ደብዳብ ከቢድ ብረት ውዒሉ - መላፍንቲ ወራር ኢሳይያስ ኣቢይ ኣሕመድ መቐለ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ወረርቲ ከምዝወደቐት ይገልጽ።
ATV:መልእኽቲ ካብ ኣባላት ኮሚተ ህዝባዊ ምንቅስቓስ 'ይኣክል' ሊድስን ከባቢኣን
ATV: ህጹጽ መጸዋዕታ ንዝህቢ ኤርትራ! `ደቅኻ ኣብ ዘይመሬቶም ከም ቆጽሊ ይረግፉ ኣለዉ` - ምስናይ ምስክርነት ኣብቲ መጋርያ ሓዊ ዝወዓሉ ውጻእ መዓት
ATV: ኣለኻ ዶ ህዝበይ! - ብ ዶር ገብረ ገብረማርያም Dr Gebre Gebremariam
ATV: ውግእን ስነ-ኣእምሮኣዊ ሳዕቤኑን - ዶር ተስፋሚካኤል ገብረሕይወት፡ ካልጋሪ - ካናዳ -
ATV: ቅዱስ መሬት ሰማእታት ኤርትራ ጦርሰራዊት እናረገጾ፡ ኤርትራዊ ኣብ ኢትዮጵያ እናሞተ ደኣ፡ ንሰባኺት ካርታ ኦኣባይ ኢትዮጵያ ምሕላም እንታይ ይክልክላ!