ATV: `ኢሳይያስ ውልቀመላኺ እየ` ኢሉ - ጋዜጣ ሪም
ATV: 'ቀዳማይ ጸላኢና ውልቀመላኺ ኢሳይያስ `ዩ፡ ትዂረት ቃልስና ድማ ንሱ ክኸውን ኣለዎ' - ዝርርብ ምስ ሄኖስ ፍቓዱ
ATV: ጭፍራ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ፡ ቴለፎናት ተዓለምቲ ሳዋ ኣኪቡወን - ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ `ውን ቴለፎናት ምጥቃም ደው ከብሉ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ
ATV: ውልቀመላኺ ኢሳያስ ነቲ ባዕሉ ዘሰሰኖ ኣሸባብ ኣብ ምጥፋእ ክተሓባበር ኢሉ ንኣመሪካ ንምጥባር150 ኣባላት ዝሓዘ ሓይሊ ኮማንዶ ንሶማል ልኢኹ
ATV: እቲ ቀይዲ ምንቅስቓስን ቀጻሊ ግፋ መንእሰያትን ዘዘውትር ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ወራር ኣንበጣ ይምክቶ ምህላው የውሪ
ATV: ዝወዓለ ይንገርካ! ብወገን በርሓለ፡ ዓፋር፡ ዝተማረኹ ሰራዊት ውልቀመላኺ ኢሳይያስ እንታይ ይብሉ? Atv interview with Eritrean POW
ATV: ክሳብ መዓስ 'ሞ ፤ ይኣክል! ፤ ብመድሃኔ ኣስመላሽ
ATV: ብሞት መላኺ ኢሳያስ ስለምንታይ ኢና ንሻቀልን ንግደስን - ብ ጽላል፡ ካብ ሕመኣ ሚያዝያ 29, 2020
ATV: ግንባር ዛላምበሳ ዝተወግአ ሓደ ካብ ኣዘዝቲ ኤርትራ ኮ/ል ወዲ ስመረ ኣብ ሕክምና ሰንዓፈ ዓሪፉ፡ ኢሳይያስ ሓይሊ ዕማም ስርቂ ወዲቡ ንትግራይ ይራሲ
ATV: ወራር ትግራይ ብምቅዋም ሎሚ ኣብ ፊት ኢምባሲ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ለንደን ዝተኻየደ ውዕዉዕ ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያንን ተጋሩን
ATV: ዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኢትዮጵያ ዘርኢ ስእሊ ሞባይል - 2 ነሓሰ 2019
ATV: ዙር ፈንቅል፡ ኣብርሃዮ እቲ ቀንዴል - ብምስሉ ተኪኤ - 08 ነሓሰ 2019
ATV: ህጹጽ ዜና፡ ወራሪ ሰራዊት ኢሳይያስ ሎሚ ቅድሚ ቀትሪ ንህዝቢ ብዘት ኣብ ሃይስኩል ኣኪቡ ብምፍርራሕ 27 ሰባት ጅሆ ሒዙዎም ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም
ATV: ጻውዒት ምሩኻት ሰራዊት ጭፍራ ኢሳያስ ገና ነቲ ስርዓት ንዘገልግሉ ዘለዉ ኣባላት ሰራዊት - (ብወገን ዓፋር ዝተማረኹ)
ATV: ቅድሚ ፍርቂ ሰዓት ኣስመራ ንኻልኣይ ግዜ ብሮኬት ተደብዲባ፡ እቲ ለይቲ ዝተተኮሰ 3 ሚሳይል ኣብ ማይ ዕዳጋ ከምዝዓለበ ተረጋጊጹ።
ATV: ስነስርዓት ቀብሪ ብሓደጋ ከምዝሞቱ ዝተነግረሎም 3 ፓይሎታትን ሓደ ዓጃብን ተፈጺሙል ብሓደጋ ተሽከርከርቲ ዘዕለለት ኤሪቲቪ ግን ነቲ ወረ ኣየቃላሓቶን
ATV:ምስክርነት ኣብ ዛላምበሳ ሓሙሽተ ደቃ ብወራሪ ሰራዊት ኣቢይን ኢሳይያስን ብጅምላ ተቐቲሎም መታን ክትሳቐ ንበይና ዝተረፈት ኣደን ኣሰቃቒ ሃለዋታን
ATV: 0:01 / 48:56 ዘተ: ሕጫጨ ኢሰያስ ኣብ ልዕሊ ህልቂት ወለዶታት ኤርትራ : ብሳምሶን ምስግና : ዮኤል ተወልደ
ATV: ናይ ኢትዮጵያ ሰላም ጽልውኡ ንዓና እንታይ እዩ? - ዝርርብ ምስ ኣቶ በረኸት እስቲፋኖስ - ዘለናዮ ሸው፡ ዮዲት እምባየ
ATV: ፋሽሽታዊ ስርዓት ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ልዕሊ ምሩኻት ሰራዊት ኢትዮጵያ ናይ ድሮን ደብዳብ ብምክያድ ብዙሃት ቀቲሉን ኣቚሲሉን